ሰላም ሰላም ኣሕዋትን ኣሓትን! 👋✨
ሓዲሽ ጀማሪ ኣብዚ መድረኽ egn.world እየ። ንዲጂታል ፍጣራት (Digital Creators)፣ ስትሪመርስን (Streamers) ከምኡ’ውን ተወሳኺ ኣታዊ ክረክቡ ንዝደልዩ ሰባት ዘግልግል ናይ ኤጀንሲ (Agency) ስራሕ ነካይድ።
ብቀጥታ (Live Stream) ብምእታው፣ ብቪዲዮታት ከምኡ’ውን ብዝተፈላለዩ ናይ ኦንላይን ስራሓት ኣታዊኹም ክብ ንምባል ዘኽእል ናይ ሙያዊ ደገፍን ስልጠናን ንህብ።
ብዛዕባ አሰራርሓ፣ ኮሚሽንን ብኸመይ ክትጅምሩ ከምምትኽእሉን ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ:
📩 Direct Message (DM) ግበሩለይ ወይ ኣብ ታሕቲ Comment ጸሕፉለይ!
📍 ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ አብዚ አብ ታሕቲ ዘሎ ኣማረፂታት ክትረኽቡና ትኽእሉ:
👇👇👇👇
Telegram:- t.me/Afarey
Tiktok:- https://www.tiktok.com/@muhieofficial
Youtube:- https://youtube.com/muhie_official
#eritrea #ethiopia
