6 d - ترجمہ کریں۔

ሰላም ሰላም ኣሕዋትን ኣሓትን! 👋✨
​ሓዲሽ ጀማሪ ኣብዚ መድረኽ egn.world እየ። ንዲጂታል ፍጣራት (Digital Creators)፣ ስትሪመርስን (Streamers) ከምኡ’ውን ተወሳኺ ኣታዊ ክረክቡ ንዝደልዩ ሰባት ዘግልግል ናይ ኤጀንሲ (Agency) ስራሕ ነካይድ።
​ብቀጥታ (Live Stream) ብምእታው፣ ብቪዲዮታት ከምኡ’ውን ብዝተፈላለዩ ናይ ኦንላይን ስራሓት ኣታዊኹም ክብ ንምባል ዘኽእል ናይ ሙያዊ ደገፍን ስልጠናን ንህብ።
​ብዛዕባ አሰራርሓ፣ ኮሚሽንን ብኸመይ ክትጅምሩ ከምምትኽእሉን ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ:
📩 Direct Message (DM) ግበሩለይ ወይ ኣብ ታሕቲ Comment ጸሕፉለይ!

📍 ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ አብዚ አብ ታሕቲ ዘሎ ኣማረፂታት ክትረኽቡና ትኽእሉ:
👇👇👇👇
Telegram:- t.me/Afarey
Tiktok:- https://www.tiktok.com/@muhieofficial
Youtube:- https://youtube.com/muhie_official
#eritrea #ethiopia

image